Please accept YouTube cookies to play this video. By accepting you will be accessing content from YouTube, a service provided by an external third party.

YouTube privacy policy

If you accept this notice, your choice will be saved and the page will refresh.

እዛ ፊልም ብዛዕባ ሓባሬት ዑቕባ ጠለብ ክትሓትት ኣብ ጀርመን ኢያ:ጉዳይ ሓተታ ኣብ መንግስቲ ናይ ስደተኛ [ኣብ ጀርመን ቡንድስኣምት ናይ ሚግራጺዮን ኡንድ ፍሉሽትሊንገ ብሓጺር „ባምፍ“ ትባሃል]ኢያ። ብዛዕባ ጉዳይ ሓተታ ዑቕባኩም ኢያ፣ናይ ዑቕባ ኩነታት ይግባኣካ ወይ ኣይግባኣካን መንግስቲ ናይ ስደተኛ ሹዑ ትውስኖ። እዚኣ ቪዲዮ ን ሓገዘ ኢያ፣ምስ ስብ ሸር ክትገብሮ ይፈቐደካ ኢዩ። ብ ዓሰርተ ኣርባዕተ ቋንቋታት ኣሎዋ። ሓገዝቲ ዝኾኑ ምርበብ ሓባሬታ ኣብ ጀርመን ኣብ ካልኣይ ገጽ ትረኽብ። እዚኣ ፊልም ን ሓገዝ ኢያ፣ናይ ሕጊ ተማኽር ኣይኮነትን፣ ሓታሚ ፊልም ኣድራሻ ኣብ ኢምፐረሱም ትረኽቦ።

ንዳታ ፊልም